![Maebel kiflay Profile](https://pbs.twimg.com/profile_images/1633491854334496768/qyRGeGP_.jpg)
Maebel kiflay
@kiflaymaebel1
Followers
20K
Following
1K
Media
3K
Statuses
3K
My country right or wrong.
Los Angeles, CA
Joined April 2018
#ReportThem // #FindThem.#Germany-police .One of the crime organizers through his TikTok acct. participated & escaped from police. Known as John black real name Youhanes Abraha, place of residence #Netherlands
176
886
649
ታንክታትናን መዳፈዕናን ሒዝና ኣዲስ ኣበባ ዝኣተና እኮ ንጃህራን ንዝናን ዘይኮነ ንመጻኢ ዕድላት ህዝቢ ኢትዮጲያን ህዝቢ ኤርትራን ከነዉሕስ እዩ" - ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ (ጥሪ 14 2018).#EritreaPrevails
43
460
620
ኣይረሳዕናዮን ኣይክንርስዖን ውን ኢና !!.ኣብ ልዕሌና🇪🇷 ዝወረደ ግፍዒ ምዕናው መቓብር ሰማእታትና በዚ ተሓጺቡ ዘይጸሪ በድኒ ሓሳድ ስርዓት ወያነ : ናይ ሕጂ ኣውያት ናይ ትማሊ ዋጋኹም ኢዩ::.#TPLFTerroristGroup.#TPLFisTheCause
72
543
567
ንኤርትራ ምትንካፍ ማለት.ነብሰ ቅትለት ምፍጻም ኢዩ::.Don’t even try it. #EritreanDefenseForces .#EritreaPrevails
34
386
552
ካብ ሱዳን ሰሊኹ ክኣቱ ዝሓሰበ #ብሳምሪ ዝፍለጥ ዕጡቅ ሓይሊ ሎሚ ዝድሰቅ ተደሲቁ ዝተረፈ ተማሪኹ!!.#TPLFisaTerroristGroup .#TPLFisTheCause
90
366
541
ኤርትራዊት ኣደ እታ ጀጋኑ ክትወልድ ዘይትርብርብ ቅድስቲ ማህጸን! ክብራ ዘየድፍር ጅግና ውላዳ ሎሚ ውን ከም ትማሊ ኣብ ኣሰር ቀዳሞት ረጊጹ ታርኽ ኣብ ምስራሕ ይርከብ!!.#EritreaPrevails
64
310
531
#TPLF launched a pre-emptive massive military attack on all positions of the Northern Command on Nov3,2020. #TPLF started z war, it's z sole responsible 4 z outcome of z current situation. 2 look any other way is disingenuous @SecBlinken @LindaT_G @AmbPower44 @NeaminZeleke @CNN.
8
589
512
This #TPLFites saying "I would give a reward for anyone who kills any Eritrean. It does not matter whether the Eritrea is at home, in a bar or In restaurant, coffee shop’’This guy should be brought to justice from wherever he is!. #NoMore. #DisarmTPLF. #TPLFisaTerroristGroup
87
684
516
MASSIVE DEMO IN GENEVA TODAY.In-front of UN Geneva happening now. Ethiopians and Eritreans stand side by side peacefully protesting against the continuous lies, misinformation and warmongering. #TPLFLies #TPLFStartedthewar #Peace #EritreaPrevails #EthiopiaPrevails #StopScapegoat
10
487
486
ተናዝዞ ዝፈከረ.መሪር ሓሞት ብዓል'ስረ.ሰብ ሽወደን ኩርዓት ሃገር.ወትሩ ጀጋኑ ዕርዶም ዘይድፈር::.ኩራዕ ኤርትራዊ #EritreaPrevails
34
287
472
ኮሪዕናልኩም #ሽወደን ናቅፍ .ዕርዲ ኣናብስ ኢለኩም ኣለኹ!!. ኣድጊ ንሓሙዱ.ኣንገርጊሩ ከም ልማዱ !. ኩራዕ ኤኤርትራዊ .#EritreaPrevails
33
231
419
#BREAKING / ዜና .ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ .ኣብ መቀለ ንመዕርፎ ነፈርቲ .ዝርከብ ኣሉላ ኣባነጋ መዕርፎ.ነፈርቲ ሙሉእ ብምሉእ ተቆጻጺርዎ::.
41
268
421
ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ.ብዘይ ክራይ ገዛ ብነጻ ኣብ .ሓንጎል ህወሓትዩ ኣሳፊሑ.ዝነብር ዘሎ||😁😂😁|||.#TPLFterrorist .#TPLFTerroristGroup
54
334
416
this is my president |🇪🇷✅ .ኣቡኻ መርቅ ኣቡኻ ርገምዩ::.ዕድለኛ ተኾንካ ኣቦታትካ ሓርበኛታት ይኾኑ: ቃልን ግብርን ኣላፊኖም ዝዓዩ::.#EritreaPrevails
22
210
403
ኤርትራ ንዓመታት በይና ክትምክቶ ዝጸንሐት ሽርሕን ተንኮልን ምዕራባውያን : እንሆ ሎሚ ዓይኒ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተኸፊቱ !.🇪🇷🇪🇹🇸🇴🇸🇩🇺🇬🇰🇪🇩🇯🇿🇦.HOA "We gonna stand up for.Our rights !!!".@_AfricanUnion @hawelti @HermelaTV @TiffanyHaddish @AbiyAhmedAli.#NoMore🇺🇸&🇪🇺
19
283
395
#ERITREA - ክቡር ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ .ሎሚ ኣብ ምስ ማሕበረክም ኤርትራውያን ኣብ ኬንያያ ናይሮቢ ተራኺቡ::.#EritreaPrevails
19
210
395
ብዝተገብረሉ ገዝፍ ወፍሪ መሰረት: ተዋዲዱ ዘሎ ሰፊሕ ምዕቋር ማይንል: ካልእ ሕርሻዊ ትሕተ ቅርጽን መሳለጥያታትን: ኤርትራ ብ��ግቢ ርእሳ ክኢላ: ተረፍ ንሰደድ ተቅናዕሉ ግዜ ርሑቅ ኣይኮነን።.#EritreaPrevails
31
215
385
ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ዝተዛረቦ ንክብሪ ልዕላውነት ኤርትራን ህዝባን ስውኣታን ዝትንክፍ ስጋብ ዝኾነ ብወግዒ ክኹነንን ይቅሬታ ክሕተተሉን ይግባእን፡ነቲ ተጀሚሩ ዘሎ ሰላምውን ይዕንቅፍ እዩ #Eritrea #mfaethiopia
35
394
383
ዓለም ከም ዓረም ላም: ንህላዌኻ ክትሕረም ጸዋግ እዋን ህዝብኻ ኣሚንካ ሰጊርካ ኢኻሞ ከምቲ ቅሰን ዝበልካና ! ንሕና ውን ቅሰን ቅሰን ቅሰን!!!.#EritreaPrevails
36
157
384
ሓቂ ብርእሳ ተቀበርካያ ብእግራ ትወጽእ ! former senior #TPLF intelligence officer currently leading his own party speaks about the crimes #TPLF has committed against #Eritrea & the inherent right of #Eritrea to defend itself. #TPLFisTerroristGroup .#TPLFisTheCause
16
332
358
ዕላማ ናይዞም ፈስቲቫል ኤርትራ ኮነ ኤርትራዊ ምትእኽኻብ ሕማም መርዘን ዝኾኖም የእዱግ ንሓመዶም " ውሻል ናይ ወያነ ዕላምኦም እንታይ ሙኻኑ የነጽር! .#TPLFTerroristGroup .#TPLFisTheCause
101
396
351
#ወረካለኒጎሚዳ.#ኣዴኻጅግናወሊዳ.ኤርትራ ብጀጋኑ ደቃ ተኸቢራን ተሓፊራን ንዘልኣለም ክትነብር ኢያ:: መጎስ ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ EDF. ኣነየበል - #EritreaPrevails
24
197
359