እምባ ሶይራ Profile Banner
እምባ ሶይራ Profile
እምባ ሶይራ

@GSoyra

Followers
9,554
Following
4,072
Media
9,916
Statuses
57,536

“Injustice anywhere is a threat to justice everywhere.” ― Martin Luther King Jr - #RegimeChangeInEritrea #BlueRevolution #EritreanTransnationalRepression

Switzerland
Joined January 2019
Don't wanna be here? Send us removal request.
Explore trending content on Musk Viewer
Pinned Tweet
@GSoyra
እምባ ሶይራ
3 years
ጅግና ሓውና ስነጥበባዊ ኪሮስ ኣስፍሃ ዓወት ህዝቢ ትግራይ ዓወት ኤርትራ እዩ ይብል :: እዚ ንባህጊ ናይ ኢሳያስ🇪🇹 ብዝግባእ ዘስተውዓለ ካብዚ ኪሮስ ዝብሎ ዘሎ ሓቂ ክወጽእ ኣይክእልን :: #Eritrea #Tigray @AtvAsena #PFDJ
98
305
470
@GSoyra
እምባ ሶይራ
3 years
I still remember you, I hope you're okay 🙏 ጽብቕቲ ቆልዓ ትግራይ ::
@GSoyra
እምባ ሶይራ
3 years
ኣብቲ ፈታኒ እዋን ኣጆኻ ህዝበይ ኢላ ሞራል ዘስነቐት ምንጭውቲ ትግራወይቲ ህጻን ከመይ ኮን ትህሉ ? ተሰፍ ይገብር 🙏 ድሓን ክትህሉ #Tigray #Eritrea እዚ ካብ ህጻን ክሳብ ዓቢ ዝሳተፎ ዘሎ ቃልሲ ተጋሩ:ልፍንቲ ህግደፍን ደርግን ክስዕርዎ ኣይክእሉን 4️⃣::
14
49
236
4
112
281
@GSoyra
እምባ ሶይራ
2 years
እዚ ካብ ህጻን ክሳብ ዓቢ ዝሳተፎ ዘሎ ህዝባዊ ቃልሲ ህዝቢ #ትግራይ ክሰዓር እዩ ኢልካ ምሕሳብ : ሕልሚ እዩ :: #Eritrea #Tigray #Ethiopia
17
83
288
@GSoyra
እምባ ሶይራ
3 years
ናብ ሸፍቱ ህግደፍን ኮራኹሮምን ጥራይ ዝቐንዐት መልእኽቲ :: #Eritrea #Tigray
24
84
261
@GSoyra
እምባ ሶይራ
2 years
23
244
266
@GSoyra
እምባ ሶይራ
3 years
ኣርቲስት ኢ🇪🇹ዊ ጌታቸው እጅጉ (ባቡጂ ) ስለ አብይ አሕመድ ( መሽረፈት ) እውነታዎች ስናገር :: #Eritrea #Tigray #Ethiopia
13
97
246
@GSoyra
እምባ ሶይራ
3 years
ኣብቲ ፈታኒ እዋን ኣጆኻ ህዝበይ ኢላ ሞራል ዘስነቐት ምንጭውቲ ትግራወይቲ ህጻን ከመይ ኮን ትህሉ ? ተሰፍ ይገብር 🙏 ድሓን ክትህሉ #Tigray #Eritrea እዚ ካብ ህጻን ክሳብ ዓቢ ዝሳተፎ ዘሎ ቃልሲ ተጋሩ:ልፍንቲ ህግደፍን ደርግን ክስዕርዎ ኣይክእሉን 4️⃣::
14
49
236
@GSoyra
እምባ ሶይራ
4 years
#Eritrea #Tigray #StopGenocideOnTigray #EritreaOutOfTigray ሕጂ ብኤርትራውያን ኣብ ጀነቫ ዝካየድ ዘሎ ሰለማዊ ሰልፊ ኣንጻር ፍሽሽታውያን ልፍንቲ ህግደፍን ብልጽግናን ( ደርጊ ) I am proud to be here 👇
22
67
232
@GSoyra
እምባ ሶይራ
2 years
ሰበር ዜና ከአዳኙ ካሜራ😆😆 #Eritrea #Tigray #PFDJTerroristGroup
37
95
231
@GSoyra
እምባ ሶይራ
2 years
ግብረሽበራዊ ሰራዊት #ህግደፍ : ኣብቲ ፈለማ ወራር ናብ #ትግራይ ዝፈጸሞ ግብረሽበራዊ ተግባራት ካብ ባሕሪ ብጭልፍ! #Eritrea #Tigray @GirmaySeltene ረአይዎ ግብረሽበራዊ ተግባራት #ህግደፍ 👇
32
329
230
@GSoyra
እምባ ሶይራ
3 years
ምንቅሳቓስ ኤርትራውያን ንብሩህ መጻኢ ኣብ ጎድኒ ቃልሲ ህዝቢ #Tigray ምህላዎም ኣረጋጊጾም:: #Eritrea |n Bright Future Movement shows their support for the Tigrayan struggle. EBFM የኢሳያስ ተቃዋሚ ድርጅት የትግራይን ትግል እንደሚደግፍ አረጋግጧል #Ethiopia
17
57
202
@GSoyra
እምባ ሶይራ
5 months
ኩቡራት ኣሕዋትና ተጋሩ : ኣብ ሞት ሓውና ይብራህ ቀሺ ኣፍወርቂ : ተኻፈልቲ ሓዘና ኮይንኩም ትገብርዎ ዘለኹም ኩሉ ንጥፈታት ንሪኦ ኣለና :: ኣዚና እና ክኣ ነድንቐኩምን ነመስግነኩምን 🙏🏼 #Tigray #Eritrea #BlueRevolution #ብርጌድ_ንሓመዱ
25
104
220
@GSoyra
እምባ ሶይራ
6 months
ኩላ ሰብ እያ ምስ መለይ🌿💙 ዓሲላ 😄😄 #BlueRevolution #Eritrea
20
126
213
@GSoyra
እምባ ሶይራ
2 years
ብርግጽ ! እዚ ኣብ 21 ክፍለ ዘመን ዝፍጸም ዘሎ ጅግንነት #ተጋሩ ብቓላት 'ውን ዝግለጽ ኣይኮነን :: ምሳኻ ተሰማሚዐ ኣለኹ ወዲ ንጉስ ! #Tigray #Eritrea #Ethiopia
17
69
201
@GSoyra
እምባ ሶይራ
6 months
ዘበገስካዮ ፍትሓዊ ቃልሲ ዕላማኡ ንኽሃርም : ኣይክንድቅስን!! ኣይክነዕርፍን !! ክሳብ መዳእታ ቃልስና ክቕጽል እዩ !!! ብሰላም ዕረፍ 🌿🙏🏼 #BlueRevolution #Eritrea
15
235
200
@GSoyra
እምባ ሶይራ
7 months
ብርግጽ! #ሻዕብያ ጨው እግራ ዝረገጸቶ መሬት : ዕጫኡ ሞት : ውርደትን ስደትን እዩ :: #ፍትሒ_ንህዝቢ_ኢሮብ! #BlueRevolution #Eritrea #Tigray
5
187
189
@GSoyra
እምባ ሶይራ
2 years
ኣብቲ ፈለማ ወያነ ከም ሑሩጭ ተበቲኑ ኣብ ዝበሃለሉ ዝነበረ እዋን እያ : እዛ ትግራወይቲ ህጻን " ኣጆኻ ህዝበይ ክሓልፉ እዩ ጸገመ " ኢላ ንህዝባ ሞራል ዘስነቐት :: ኩሉ ግዜ ክኣ ትዝከረኒ :: ሽኮር ! #Eritrea #Tigray
9
50
189
@GSoyra
እምባ ሶይራ
1 year
እዚ ኣብ መንጎ እቲ ምእንቲ ህዝቡን ሃገሩን #Eritrea ዝቓለስ ዘሎ ጅግና በርጌድ ንሓመዱ ጨንፈር እስራኤልን:ስልጣን #ሻዕብያ ክሕሉን ስቓይ ህዝቢ ኤርትራ ከናውሕን ዝተኣከበ ዓባኽ ኩርኩር ሻዕብያን ዝተኻየደ ግጥም'ዩ:ብዓወት #በርጌድንሓመዱ ክኣ ተዛዚሙ
32
94
181
@GSoyra
እምባ ሶይራ
1 year
ንወያነ ሓንጊርና እና ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣእቲናያ እያ ትብል #ሻዕብያ:ግን ኣብ 2020 ንሓንቲ ክልል ትግራይ ክትገጥም:ብፍኖ:ምልሻ ኣምሓራ:ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ:ሰራዊት ፈደራልን ዶራናት ዓረብን ተሓንጊራ ወሪራ ተሓንጊራ ክትሃድም እና ሪኢና #Eritrea #Tigray
Tweet media one
37
60
181
@GSoyra
እምባ ሶይራ
1 year
Thanks 🙏🏼 ILTv Israel for exposing Eritrean brutal regime's behavior. #Eritrea #በርጌድንሓመዱ
9
97
175
@GSoyra
እምባ ሶይራ
7 months
ጆን ወዲ ህዝቢ !! #Free_Jhon #ብርጌድ_ንሓመዱ #Eritrea
12
132
174
@GSoyra
እምባ ሶይራ
4 years
The international community must take urgent action to stop human rights violations in Eritrea. @UNHumanRights @amnesty @antonioguterres #UN @EU_Commission @hrw @EmmanuelMacron @JoeBiden @Europarl_EN @AP @CNN
5
206
172
@GSoyra
እምባ ሶይራ
1 year
ጀጋኑ በርጌድ ንሓመዱ ካናዳ🇨🇦 ኣብ ልዕሊ ኣብ #ተረንቶ ዓሪዱ ዝነበረ #ሻዕብያ ዓወት ኣመዝጊቦም !!! #ዮሃና 🎆🎆🎆🎆ኩልኻ ደላይ ፍትሒ congratulations 🎇 !!! #በርጌድንሓመዱ #Eritrea
21
61
175
@GSoyra
እምባ ሶይራ
2 years
እዚ ኣብ ዕለት 04.02.201 ንወራር ልፍንቲ ህግደፍን ብልጽግናን ኣብ ልዕሊ #Tigray ዝኹንን:ኣብ #ጀነቫ ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ እዩ ኣነ ሓደ ካብዞም ተሳተፍቲ ምንባረይ ክኣ ሓበን ይስመዐኒ! እንቓዕ ከም'ቶም ገበነኛታት ደገፍቲ ህግደፍ ኣይኮንኩ🙏 #Eritrea
20
48
173
@GSoyra
እምባ ሶይራ
6 months
The fate of Eritreans under the rule of the heartless barbaric murderer #ShaEbia regime. #BlueRevolution #Eritrea
19
166
167
@GSoyra
እምባ ሶይራ
2 years
ንጓይላን ዳንኬራን ናይ ግብረሽበራዊት ጭፍራ #ህግደፍ ዘፍሸሉ ጀጋኑ በርጌድ ንሓመዱ #ዓዲኢንግሊዝ :: ድሕሪ ሕጂ ንበርጌድ ንሓመዱ ደው ዘብል ☝️ሓደ'ኳ የለን !!! #GameOverPFDJ #Eritrea @GirmaySeltene #PFDJTerroristGroup
15
58
156
@GSoyra
እምባ ሶይራ
5 months
እዛ ብዘይ ዕረፍቲ ቃልስና ንዓለም ተላሊ ዘላ #ዋዕሮ @SelamMeley ስለምታይ 2281 ሰባት ጥራይ Followers ኣለውዋ ?? ብዝሒ Followers #ንተሰማዕነታ ዋጋ ኣለዎ'ሞ Follow👉🏼 @SelamMeley ክንብላ ይግባእ🙏🏼 #Eritrea #BlueRevolution
@SelamMeley
Selam Meley
5 months
❌33 years of oppression🇪🇷, not independence! Join the resistance and let's fight for real freedom 💙🌿 I nominate my friends @Shalomhabte1 @fevenmussie @TvAmlak @solsemere @TekluTomaa52123 @Dawit_bn to join this challenge . #Eritrea33YearsOfOppression #Eritrea
23
396
329
8
161
157
@GSoyra
እምባ ሶይራ
2 years
ኣዴታት #ትግራይ ናብ ኣዴታት #ኤርትራ ዘሕልፍኦ ዘለዋ ኣገዳሲ መልእኽቲ! #Eritrea #Tigray @AtvAsena @GirmaySeltene
16
69
154
@GSoyra
እምባ ሶይራ
2 years
ፕረስደንት ትግራይ ዶ/ር ደብረጽዮን:ነቲ ህይወቱ ንኾንቱ ዝኸፍል ዘሎ ሰራዊት ኢሳያስ :ህይወቱ ከድሕን መንግስቲ #ትግራይ ክተሓባበሮ ምኻኑ ድሕሪ ምግላጽ :ነቶም ኣብ ጎድኒ ህዝቢ #ትግራይ ዶው ዝበሉ #ኤርትራውያን ልዑል ምስጋና ኣቕርቡ:: #Eritrea #Tigray
12
45
150
@GSoyra
እምባ ሶይራ
7 months
እዞም ምስ #ጭፍራ_ህግደፍ ወጊንኩም ኣብ ሞትን ስቓይን ህዝቢ #ኤርትራ ዝሳዕሳዕኩም #በራዩ_ህግደፍ : ኣብ ፍርዲ ትቐርብሉ እዋን ሩሑቕ ኣይኮነን :: #ዓወት_ብርጌድ_ንሓመዱ_ናይ_ግድን_እዩ! #BlueRevolution #Eritrea
15
219
147
@GSoyra
እምባ ሶይራ
2 years
እቶም ኣብ #ኤርትራ ስልጣን ጨቢጦም ዘለው ሽበራዊ ጉጅለ ህግደፍ4️⃣ እዮም::እቶም ነቐዝ(ፊሊጶስ):ርእስኺ ምራኽ'ዶ:በላዒ ጣዕዋ ወዘተ ዝበሃሉ ኣዘዝቲ ሰራዊት ብዝፈጸምዎ ገበን ጅሆ ዝተታሕዙ እዮም:ገለ እንተኢሎም ክኣ ከም #ስብሓት ጎልፎ ይሕምሸሹ #Eritrea
Tweet media one
34
69
150
@GSoyra
እምባ ሶይራ
2 years
ንምእንቲ ህዝቡን መሬቱን ዝቃለስ ዘሎ ሰራዊት #ትግራይ : ክሰዓር እዩ ኢልካ ምሕሳብ: ሕልሚ እዩ :: እዞም ዝሃድሙ ዘለው ኣህባይ🐒🐒 ከይመስለኩም : መላፍንቲ ህግደፍ ዝኾኑ ሰራዊት ኣቢ🇪🇹 እዮም :: #Eritrea #Tigray #Ethiopia
7
43
145
@GSoyra
እምባ ሶይራ
1 year
ኩቡራት ኣሕዋት ተጋሩ እንቓዕ ንበዓል #ኣሸንዳ ኣብጽሐኩም እና በልኩ:ንዓመታ ክኣ እቲ ብሰንኪ ወረርቲ ተመዛቢሉ ዘሎ ህዝቢ ናብ ዓዱ ተመሊሱ ብዝበለጸ ብሓባር ኩቡር በዓል #ኣሸንዳ ከተሕልፍዎ ካብ ልቢ ይምነ🙏🏼 #Tigray #Eritrea
13
30
145
@GSoyra
እምባ ሶይራ
2 years
ኣይበልና'ዶ !😆 GameOver Isaias! 😂 ሞይታ'ዶ ተበቲና ዝበልኩማ #ወያነ: ኣብራኽኩም ሓምሽሻ ንገሊኹም #ዓዲሃሎ ንገሊኹም ኣብ #ኣራትኪሎ ኣስፊራ: ከይፈተኹም ኣብ ጣውላ ከምትዝትዩ ገይራትኩም ኣላ:: #Eritrea #Tigray #Ethiopia
16
44
144
@GSoyra
እምባ ሶይራ
1 year
#በርጌድንሓመዱ #Eritrea #Tigray
Tweet media one
8
25
140
@GSoyra
እምባ ሶይራ
2 years
#TDF ዝተማረኸ ኣዛዚ ቦጦሎኒ ሰራዊት ኢሳያስ ዝኾነ:በርሀ ገ/ስላሴ:: እዚ ድዩ ሕጂ ጽቡቕ ? ምስቶም ትማሊ ዝማረኽዮም ኣምሓሩ🇪🇹ተማሪኽካ! ክንደይ መንእሰያት🇪🇷'ከ ጠፊኦም ኣለው ? @FanuelMisghna #Eritrea #Tigray ሙሉእ ትሕዝቶ 👇
24
83
141
@GSoyra
እምባ ሶይራ
1 year
ጀጋኑ #በርጌድንሓመዱ ጨንፈር #እስራኤል ናብ ኣዳራሽ ጥሒሶም ብምእታው:ኣብ ልዕሊ እቲ ክፍክር ዝቐነየ ኩርኩር #ሻዕብያ ሰብኣውን ንዋታውን ክሳራታት ኣውሪዶም :: #Eritrea ዓወት በርጌድ ንሓመዱ ናይ ግድን እዩ!!!!!!
22
54
133
@GSoyra
እምባ ሶይራ
7 months
ምእንቲ ህዝቢ ምስ እትቃለስ : ህዝቢ ይፈትወካ : የኽብረካን ይከላኸለልካን :: #Eritrea @asmarino80 #ብርጌድ_ንሓመዱ
4
168
137
@GSoyra
እምባ ሶይራ
5 months
#EritreaAt33 PFDJ has hijacked the hard-fought independence of #Eritrea &turned it into a tool for their own nefarious purposes.What began as a promising movement for independence has turned into a regime that tramples on the rights of its citizens & chokehold the whole nation.
0
155
135
@GSoyra
እምባ ሶይራ
9 months
ብኢሳያስ #ሰራቒ ተዋሪድና! ብውፉይ #ጅግና ተኻሒስና !!🙏🏼 #Eritrea #Tigray #ብርጌድ_ንሓመዱ
27
41
127
@GSoyra
እምባ ሶይራ
9 months
#ውፉይ ሞቶር ቃልሲ! ጅግና ወዲ ህዝቢ !!! #Eritrea #ብርጌድ_ንሓመዱ
22
36
131
@GSoyra
እምባ ሶይራ
6 months
@Wediaret14
ደንበ ፍትሒ App
6 months
In this graphic video, he is calling his followers to commit heinous crimes and terrorism. This guy lives in Dallas, Texas. He claimed an asylum in the United States, and now he is supporting the Eritrean regime @StateDept @FBI @BradSherman @SenJeffMerkley @CIA @DHSgov @DallasPD
19
458
192
3
196
127
@GSoyra
እምባ ሶይራ
2 years
ናይዚ ኣብ #Tigray ዝካየድ ዘሎ ምጽናት ዓሌት እቲ ጠንቂ ኢሳያስ እዩ :: #Eritrea
Tweet media one
33
43
124
@GSoyra
እምባ ሶይራ
4 years
ኣማኑኤል ኢያሱ ንዓመታት ሽርሒታት ህግደፍን ገለ ተቓወምትን ኣፍሺሉ ብተመክሮ ተሃኒጹ ንጉጅለ ህግደፍ ብክሳዳ ሓኒቑ ትንፍስ ከሊእዋ ዘሎ ጅግና'ዩ ኣብ ሓቅን ጽኑዕ መትከልን ደው ስለ ዝበለ እምበር ጥቅሚ እንተዝደሊስ ኢሳያስ ንዕኡ ኣይረሓቐን ነይሩ
Tweet media one
11
40
114
@GSoyra
እምባ ሶይራ
8 months
This is what happens in the "Eritrean festivals" in the West, organised by the Eritrean totalitarian regime (aka North Korea of Africa). Authorities should investigate these on many layers. @JamesCleverly @YvetteCooperMP @BBCMaryam @carolvorders @DutchNewsNL @TheLocalSweden
0
221
118
@GSoyra
እምባ ሶይራ
7 months
ጋል መለይ🌿 #ብርጌድ_ንሓመዱ 👌 #BlueRevolution #Eritrea
5
106
121
@GSoyra
እምባ ሶይራ
5 months
The #Eritrea |n regime is committing horrific human rights abuses, and it's time for the international community to take action. #TransnationalRepression #BlueRevolution #EritreaAt33 #NoMorePFDJTerror #IsaiasAfwerki to @IntlCrimCourt @UN @UNGeneva @EU_Commission @amnesty @hrw
13
172
120
@GSoyra
እምባ ሶይራ
7 months
«Il faut interdire les manifestations de soutien au régime #érythréen» Une nouvelle rixe s'est produite entre #Erythr éens à Gerlafingen (SO). En cause, une fête organisée en l'honneur d'Isaias Afwerki, dictateur à la tête du pays depuis 1993. @beat_jans
8
145
112
@GSoyra
እምባ ሶይራ
9 months
43
49
117
@GSoyra
እምባ ሶይራ
8 months
እንጌራ ዓለም ብላዕ ሓውና ካልድ @Khaledabdu 🙏🏼 ውልቀ መላኺት #ሳባ @beoneofus እዛ መልእኽቲ ንዓኺ እያ! #Eritrea @ERISAT3
6
162
116
@GSoyra
እምባ ሶይራ
2 years
ኣብ ዜናታት ንሰምዖ ከምዘለና:ሓይልታት ምክልኻል #ትግራይ:ብኹሉ ሸነኽ ክወሩ ንዝመጽኡ ጸላእቲ ይሕምሽሽ ከምዘሎ እዩ: ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ፍትሓዊ ቃልሲ ስለዝኾነ ድማ ናይ ግድን ክዕወት'ዩ! ሕጂ'ውን ኣብ ጎድኒ ሓቀኛ ቃልሲ ህዝቢ #Tigray ኣለና! #Eritrea
5
36
118
@GSoyra
እምባ ሶይራ
2 years
ብዘይካ ኣብ #ትግራይ ኣብ ካልእ ክትረኽባ ዘይትኽእል ንኣዴኻ ትመስል #ኣደ ዓሚጽካ:ንኣቦኻ ዝመስል #ኣቦ ቀቲልካ:ጥሪቱ ዘሚትካ:ሬሳታት ናይቶም ምሳኻ ዝወፈሩ ኣብ ኣበረኻታት #ትግራይ ራሕሪሕካ ተመሊስካስ 🤔እዚ ድዩ ዓወት ?? #Eritrea #Tigray
17
56
114
@GSoyra
እምባ ሶይራ
6 months
#ደቂ_መለይ 💪 #BlueRevolution #Eritrea
3
93
115
@GSoyra
እምባ ሶይራ
3 years
ልዑል ኣኽብሮት ንወዲ ትካቦ ! #Eritrea #Tigray #Yiakil #ይኣክል
Tweet media one
2
29
112
@GSoyra
እምባ ሶይራ
2 years
Tweet media one
6
28
113
@GSoyra
እምባ ሶይራ
2 years
ጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻል #ትግራይ ኣታዊ ዝገበሩዎ ሰራዊት🇪🇹 ምስ ዕጥቅታቱ ! #Tigray #Eritrea #Ethiopia
5
27
112
@GSoyra
እምባ ሶይራ
3 years
ኣምሓራ ኣብ ኤርትራ ዝፈጸምዎ ግፍዒ ደረት የብሉን :: ሎሚ ዘመን ተገልቢጢ ኤርትራውያን እና በሃልቲ ምስ ኣምሓራ ተሰሊፎም ምጽናት ተጋሩ ኣዊጆም ነውራም ታሪኽ ይስንዱ ንዕዘብ ኣለና :: #Eritrea #Tigray #PFDJ
13
65
111
@GSoyra
እምባ ሶይራ
2 years
ጋዜጠኛ ኣማኑኤል #ኣሰና📺: ውልቃዊ ረብሓ እንተ ዘስድዖ ነይሩ:ንኢሳያስ ሩሑቕ ኣይነበረን:ኣማኑኤል ግን ነቲ ዝተቓለሰሉ ዕላማ ከይጠለመ:ኣብ ጎድኒ ህዝቡን ሃገሩን ብምኻን:ድምጺ ውጽዓት ኣብ ምቅላሕ ንዓመታት ብዘይ ዕረተፍቲ ዝሰርሐ ጅግና እዩ #Eritrea
Tweet media one
8
24
114
@GSoyra
እምባ ሶይራ
4 years
This short video will tell you Ethiopia's problem 😂😂
12
45
99
@GSoyra
እምባ ሶይራ
2 years
ኢሳያስ ንኤርትራ ረሚሱ ንትግራይ ደምሲሱ : #ኤርትራ ዝሓወሰት #Ethiopia ናይ ምርኣይ ድልየቱ ሳላ ቃልሲ ህዝቢ #ትግራይ ይፈሽል ኣሎ::እዚ #ፍሽለት ስለዘይተዋሕጠሉ ድማ እናገፈፈ ንህዝቢ #Eritrea ኣብ ኵናት #Tigray ይጠብሶ ኣሎ ::
25
47
113
@GSoyra
እምባ ሶይራ
6 months
12
64
110